
መርሓባ!
ኣብዚ ገጽ ስለ ዝመጻኩም ደስ ይብለና። ኣብዚ ገጽ ጥዑምቲ ጀበና ቡን እናሰተና ብዛዕባ ህይወት፣ እምነትን ኣብ ነዘርላንድ ህይወትና ከመይ ገርና ነመዓራርን ዝመሰሉ ቪዲዮታት ነመሓላልፍ።
ሕቶታት ኣሎካ ዶ ወይ ከኣ ብዛዕባ ዝኮነ ነገር ክትዘራረብ ትደሊ? ኢሜል ኣብ ዚኾነ ግዜ ስደደልና ወይ ከኣ ብቀጥታ ብፌስቡክ መሰንጀር ምሳና ኣዕልል። ካባኻ ኪንሰምዕ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና።
ብሩኽ ቡን ይግበረልኩም!