Header Nu bun steyu 1920x600 JPG

ምህሮ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ

ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ደብረ ዘይቲ ኸም ዝጸለየ ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 22 

ስቕለት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 23 

ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቀ መዛሙርቱ ኸም ዝተራእየ ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 24 

ትምህርቲ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ጸሎት ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 11

ትምህርቲ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብዛዕባ ጸሎት ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፋት 11-12. 

ትምህርቲ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 6 

ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቀ መዛሙርቱ ከም ዝተራእየን ዕርገትን

ታሪኽ : ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቀ መዛሙርቱ ከም ዝተራእየን ዕርገትን ፡ ካብ ቅዱስ ወንጌል ማርቆስ መዕራፍ 16:15-19

 

 

ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ቍርባን ከም ዝሰርዐ

ታሪኽ : ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅዱስ ቍርባን ከም ዝሰርዐ፡ ካብ ቅዱስ ወንጌል ሉቃስ መዕራፍ 22:14-23 ተወሳኺ ቪድዮታትን ሓብሬታን ኣብ ፌስቡክ ፔይጅናን ወብሳይትናን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም:

ኢየሱስ ክርስቶስ ዚፈሳ ዝነበረት ሰበይቲ ከም ዘሕወየ

ታሪኽ : ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዚፈሳ ዝነበረት ሰበይቲ ከም ዘሕወየ: ካብ ቅዱስ ወንጌል ማርቆስ መዕራፍ 5:21-34

ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ህያው ኢዩ

ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ደቀ መዛሙርቲ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ክመውት ከሎ ርእዮምዎ ነበሩ፣ ንሬሳኡ ውን ባዕላቶም ቐቢሮሞ ነበሩ፣ ሕጂ ግን ህያው ኰይኑ ኣብ ማእከሎም ደው ኢሉ ኣሎ!

ነዚ ኣካፍል