እግዚኣብሄር ኣብ ግዜ መከራና ኣበይ ኣሎ? ታሪኽ ቅዱስ ዮሴፍ

ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፣ ስድራቤት ብሩኽ፣ ናይ ሚሪ ጥዑም ጀበና ቡን እናሰተዩ ብዛዕባ ዛንታ ናይ ቅዱስ ዮሴፍ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ይዘራረቡ።

Share this with your friends: