ዝምድና እግዚኣብሔርን ሰብን ከመይ ነይሩ? ታሪኽ ፍጥረት ዓለም

ኣብዚ ካልኣይ ክፋል፣ ስድራቤት ብሩኽን መሓዞም ፌፈንን፣ ናይ ሚሪ ጥዑም ጀበና ቡን እናሰተዩ ብዛዕባ ታሪኽ ፍጥረት ዓለም ካብ
መጽሓፍ ቅዱስ ይዘራረቡ።

Share this with your friends: